አርጋኖን ዘሠሉስ - ጸሎተ አርጋኖን ናይ ሠሉስ | Mahletay Media
ሰሉስ መዓልቲ ዝጽለ ጸሎተ ኣርጋኖን (አርጋኖን ዘሠሉስ)። እዚ ልቡና ዘበራብርን መንፈሳዊ ዕረፍቲ ዝህብን ናይ ምስጋና ጸሎት፡ ብኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫ ዝተደረሰ ኮይኑ፡ ናይ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ዓቢይ ውዳሴን ልማኖን ዘጠቓለለ እዩ። ነዚ ብፍቕሪ እናጸለና ናይ በረኸታ ተኻፈልቲ ንኹን።
#ጸሎተ_አርጋኖን #አርጋኖን_ዘሠሉስ #አባ_ጊዮርጊስ_ዘጋስጫ #ትግርኛ_ጸሎት #MahletayMedia

ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ማኅሌታይ ሚድያ! ቅድመ-ኹሉ ነቲ ብኮመንት እትህቡኒ ዓቢ ፍቕርን ኣኽብሮትን ብሓቂ ካብ ልቢ አመስግን። ነገር ግን...
ሓደ ንእሽቶ መተሓሳሰቢ ክገብር ይፈቱ፡ ብምስሊ ስለ ዘይምርኣየይ ብድምጺ ጥራይ ስለ እትሰምዑኒ "ክቡር ኣቦና" እናበልኩም እትጽሕፉልይ ኣለኹም/ክን። እዚ ካብ ዘሎኩም ኣኽብሮት ከም ዝኾነ ዝርደኣኒ'ኳ እንተኾነ፡ ኣነ ግን "ዳንኤል ፀጋይ" ዝበሃል ብዕድመ ገና ንኡስ መንእሰይ እየ። ስለዚ ኣብ ዝቕጽል ብስመይ ከም ንኡስ ሓውኩም ጥራይ ክትጽውዑኒ/ዓኒ ብትሕትና እሓትት።
ስለ ኩሉ ኣክብሮትኩምን ደገፍኩምን ደጊመ ኣዝየ አመስግን! የቐንየለይ❤
ማኅሌታይ ሚድያ