አርጋኖን ዘረቡዕ - ጸሎተ አርጋኖን ናይ ረቡዕ | Mahletay Media
ረቡዕ መዓልቲ ዝጽለ ጸሎተ ኣርጋኖን (አርጋኖን ዘረቡዕ)። እዚ ልቡና ዘበራብርን መንፈሳዊ ዕረፍቲ ዝህብን ናይ ምስጋና ጸሎት፡ ብኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫ ዝተደረሰ ኮይኑ፡ ናይ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ዓቢይ ውዳሴን ልማኖን ዘጠቓለለ እዩ። ነዚ ብፍቕሪ እናጸለና ናይ በረኸታ ተኻፈልቲ ንኹን።
#ጸሎተ_አርጋኖን #አርጋኖን_ዘረቡዕ #አባ_ጊዮርጊስ_ዘጋስጫ #ትግርኛ_ጸሎት #wednesday #pray #MahletayMedia