5 ኮሎኔላት ህወሓት ተማሪኾም ? ናይ መንጀሪኖ መኪና ተማሪኻ፣ጀነራል ጆን መዲድ ሃዲሙ ኣምሊጡ ?...// እዋናዊ ኩነታት
ኦርያ ሚድያ / Orya Media
Subscribe
27,093 views
No description available
Show more
20 Comments
@solomongebreyesuss
6 hours ago
👉TRAUMA
=========
"ህወሓት" ዝብል ሽም ክልዓል ተሎ ኲናት፣ ጥምየት፣ ስደት፣ ምምዝባል እዮም፡ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ትውይ ዝብሉኒ።
"መራሕቲ ህወሓት" ክብሃል ተሎ ድማ ክሕደትን ሓሶትን፣ ጭካነን ስስዐን፣ ዕጥራንን ወርደትን፣ ዓሌታዊነትን ከባቢያዊነትን፣ ልምዓት ጉጅለን ኔትዎርክን እዮም፡ ናብ ሕልናይ ቅጅል ዝብሉኒ።
ሕውየተይ ድማ ኣብ መቓብር እዚኦም እዩ።
8
@meebrahtomzeaman1896
6 hours ago
ብጣዕሚ ንፉዓት
ብክፍኣት ሰኺሮም ስለ ዝነበሩ ናብ ንቡር ክምለሱ ቁሩብ ግዜ ክወስደሎም ዩ ።
7
1 reply
@M24103
3 hours ago
ጀግና ሓደ ህንዲ ሺሕ ነጋሲ ብሓቂ ወዲህ ህዝቢ ጀግና አይገልፀካይ ድኻምኻ ፍረ የፍርልዮ እዩ። ብርትዕ
3
@Yeyoogerye
2 hours ago
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤ከማኻ የብዝሓዮ❤ሓቅኻ ኢኻ❤ሓቂ ይሃብካ ኣጆኻ ለልክዖም ሃቦም❤መጠጥቲ ደም ህዝቢ ትግራይ።
@teklehailu6924
6 hours ago
ነጋሲ ትኩስ ዜናታት ናይ ምቅራብ ቀዳማይ ኢኻ ዘለኻ Great!!
5
@ShishayGaim
6 hours ago
Brged nhamedu kemza nay hayli selam tigray ab zhaxere gize n adi halo
4
@MahmudSaed-m2z
6 hours ago
Ajoka bertic. Kabtom nay bhaki nufuc
3
@AshenafGreslassye
3 hours ago
ነጋሲ ወድህዝቢ ኣብ የጭላ ኣብርገለ ጅጅቀ ኣከባቢ የሸግሩ እለው ብፅሕልና ዛዕባ ገርካ አልዕሎ
2
@ShishayGaim
6 hours ago
Nega btaemi nfue gazetena eka nay wetru teketatalika eye qexlo ziarkey
3
@elsaogbamikael6857
5 hours ago
Sey sey sey zerisenay. Haye mrhayom. mergez albo klte melhasu.
2
@gebregziabherkidane3395
6 hours ago
Great work ❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉
3
@ሰናፍጭ
6 hours ago
መምህ በየነ እዩ 🤣 ንኹላ እዩ ፈልጥዋ
4
@fretayohannes2346
4 hours ago
Negasi Hasewti iyom Hade Zikyid yelen ❤❤❤❤🎉
1
@yemaneGhebre-o8s
4 hours ago
ኢንካኣ፡ ኣሃጎሰካ, ነጋሲ፡ ፍረ፡ ጻኣርካ፡ ሚርካብካ
ካብ፡ ዚ፡ ዚኣቢ፡ ጸጋ፡ የለን
1
@AbebaAtebha
2 hours ago
ነገሲ ሓውና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኻ ብሓቂ ዞም ሌያቡ ጉዶም ይውፅእ ኣሎ እዋይ ትግራይ ዓድይ ለከ ዝተውስነ ስብ እዪ ዝጥቀመላ መሕዘኒ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
@hanaisler3325
3 hours ago
Negasi hedegom eziom ER. beletsegnatat eyom
2
@Terhas1-m1q
6 hours ago
Like👍Like👍Like👍💙💙💙💙💙💙
4
@muluabraha-t7v
3 hours ago
አይ እስታሊን አያልቅበት ስንት ጀግኖች ስታዋርድ ለእውነት የቆሙት ያለስማቸው ስም ስታጠፍ እንተም የውትዋረድበት ግዜ ቅርብነው እባክህ ጥጋብህ ቻለው ብየህ ነበር ግን አሁን ሆነ እባክህ እስታሊን አሁን ይቅርታ ብትጠይቅ ነው የሚያዋጣህ አዘር ቆዘር አይትበል
2
@tesfamariamtewoldeberhan4731
2 hours ago
Hangola sihita zela sebeyti abzi mwrada xbuq aymeslenn😢😢😢😢😢
@tadessekahsay5515
3 hours ago
እዙይ ለርኣኻኒ ጎይታይ ተመስገን 🙏🙏🙏🙏
Details
Related Videos
Comments
5 ኮሎኔላት ህወሓት ተማሪኾም ? ናይ መንጀሪኖ መኪና ተማሪኻ፣ጀነራል ጆን መዲድ ሃዲሙ ኣምሊጡ ?...// እዋናዊ ኩነታት
ኦርያ ሚድያ / Orya Media
Subscribe
27,093 views
No description available
Show more
=========
"ህወሓት" ዝብል ሽም ክልዓል ተሎ ኲናት፣ ጥምየት፣ ስደት፣ ምምዝባል እዮም፡ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ትውይ ዝብሉኒ።
"መራሕቲ ህወሓት" ክብሃል ተሎ ድማ ክሕደትን ሓሶትን፣ ጭካነን ስስዐን፣ ዕጥራንን ወርደትን፣ ዓሌታዊነትን ከባቢያዊነትን፣ ልምዓት ጉጅለን ኔትዎርክን እዮም፡ ናብ ሕልናይ ቅጅል ዝብሉኒ።
ሕውየተይ ድማ ኣብ መቓብር እዚኦም እዩ።