ቁጽሪ 106፡ "ካባና ንላዕሊ ዕርቂ ዘድልዮ መንከ 'ሎ?" ምይይጥ ምስ ምሁራትን ሰብ ሞያን። ሕቶታኩም ናብ algena23@yahoo.com ልኣኹ።

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

3,373 views

ምይይጥ ምስ፡ ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል፡ ዶ/ር ክፍለዮውሓንስ ተወልደብርሃን፡ ኣቶ ሚኪኤል ገ/ስላሴ፡ ዶ/ር ኣማንኤል ምሕረትኣብ።