ኣርተፊሽላዊ ብልሒ ንልምዓት’ዶ ንጥፍኣት?ጻንሖት ምስ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ

VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

6,208 views

ኣርተፊሽላዊ ብልሒ ንልምዓት’ዶ ንጥፍኣት?ጻንሖት ምስ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ

ዶክተር ትምኒት ገብሩ፡ ምርቕቲ ኮምፕዩተር ሳይነስ ካብ ስታንፎርድ ዩኒቨርስቲ ኰይና፡ ኣብ ዓውዲ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ/ምስሩሕ ብልሒ (artificial intelligence) ካብተን ኣብ ቅድሚት ዝስራዓ ደቀንስትዮ ኢያ።

» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz

ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን  ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::

ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት  ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::

» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com/
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ Facebook: VOATigrigna
» ኢንስታግራም Instagram: voatigrigna
» ትዊተርን Twitter: VOATigrigna  ክትከታተሉና ትኽእሉ::