ምምሳል ዶ ዋላስ ምምስሳል?

Alem Hewanat

Alem Hewanat

19,686 views

ዓለም ሄዋናት : ድምጺ ፡ ታሪኽ ፡ ሓይሊን ዕብየትን ደቂ ኣንስትዮ ዝውክል መድረኽ እዩ።

ደቂ ኣንስትዮ ብናጽነት ዝዛረባሉ ፡ ብጥልቀት ዝመሃራሉ ፡ ንሓድሕደን ዝተባብዓሉን ብሓባር ዝበለጸ መጻኢ ዝሃንጻሉን ቦታ።

ብዝርርብ ፡ ዛንታ ፡ ትምህርቲ  ፡ ባህሊ ፡ መሪሕነት ፡ ስድራቤት ፡ ጥዕና ፡ ፈጠራን ናይ ህይወት ተሞክሮታትን ኣቢሉ ፡ ዓለም ሄዋናት ደቂ ኣንስትዮ ብኣእምሮ ፡ ብስምዒት ፡ ብማሕበራዊ ህይወትን ብሞያን ክዓብያ ይድግፍ።

እዚ መድረኽ መራኸቢ ሓበሬታ ጥራይ ኣይኮነን።
ናይ ዕብየት ፡ ክብሪ ፡ ጥበብን ተስፋን ማሕበረሰብ እዩ።