LIVE...፦ ፕረምየር ሊግ ካብ ሃገራዊ ጸወታ ተመሊሱ...ኣርሰናልን ቸልስን ተዓዊተን...ዩናይትድ ን10 ተጻወቲ ቶተንሃም ምርታዕ ስኢና...!

EMMA TUBE

EMMA TUBE

31,378 views

1. ኣርሰናል ዘየእምን ግን ክኣ ኣገዳሲ ዓወት ተጎናጺፋ...!
2. ቸልሲ ካብ ገዚፍ ስዕረት ናብ ድሙቕ ዓወት...!
3. ማንቸስተር ዩናይትድ ትስልጥን እንተልያ ዘጠራጥር'ዩ...!
4. ባርሴሎና 8ይ ተኸታታሊ ዓወት ተጎናጺፋ
5. ርያል ማድሪድ ብሸቶ ድዮማንደ ተዓዊታ...ቀይሕ ዝተራእየ ቬኒሰስ ካብ ኤል ክላሲኮ ክእለ...?