ኣማራጺታት ኤርትራውያን ንለውጢ ኣብ ኤርትራ | Yikealo Tv
MAEDO ማእዶ
Subscribe
8,295 views
No description available
Show more
20 Comments
@NahomAnduKedana
11 hours ago
ሰላም ያኪ❤ ጹቡቂ መደብ።
ክመዚ ጊርኩም ንቲ መንእስይ ዕደል እንትትህብዎ ጽቡቁ እዩ።
ሓይሊ ኣብ ምዝርራብ እዩ ዝሎ'ሞ ክመዚ ጊርና ንላዝብ ጽልማትና ከሓጽሪ❤❤።
5
@haileocbamicael3236
6 hours ago
ዪከኣሎ " ትጋገ ኣለኻ ☝️ ጽበሕ እትጠዓሰሉ ጸገም ኣይትፍጠር ፡ እዞም ቃለ መጠየቕ ትገብረሎ ዘለኻ ፡ እንዳ ጸኣዕኻ ✌️ ፈጺምካ ትጋገ ኢኻ ዘለኻ ! እዞም ኣማኒኤል ኣሰና " መጸዋዕታ ገይሩሊም ዘሊ ፡ ይኺዱ ጻዕዳ ማንገዲ ይግበረሎም ፡ እንተ እቲ ዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ ግና ፡ ከተታባበዖም እዩ ዝግበኣካን ፡ ምስ እቶም ኣብ ሜዳ ወሪዶም ዝቃለሱ ዘለዉን መሓዙትካ ክትመዓራረን ፡ መድረኻዊ ሓላፍነትካ ጌርካ ክትሳተፍ ይጽውዕ 🙏🏻
1
@zyadaynatey5502
11 hours ago
እዛ ዓዲ ከም ሱዳን ክትባላዕ ያ ዝሰማማዕ ሰብ ዘሎ ኣይመሰልንን ይክደነንና።
3
@musiekahsay
10 hours ago
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና የቐኔልነ።
2
@johnafewerki5220
9 hours ago
Good morning brother
@Delayiselam.
12 hours ago
ሰላም ይክኣሎ👋🏼
@hugushyes926
11 hours ago
ሰላም ይከኣሎ ከመይ ሓዲርካ ጽቡ መደብ ይከታተለካ እየ ግና የግዳስ እዛ ማዕዶ ትብል ሽም ክረአ ከለኹ ሓወይ ኣብ ማእዶ ዝበሃል ዓዲ ስለዝተሰወአ ብጣዕሚ ይ ስንብድ ኩሉ ግዜ ጂ ከኣ ናይ ዝሓለፉ የሕ ዋትና ከይኣክል ዓድና ናበይ ትኸይድ ኣላ እንድዒ የተሓሳስበካ የሰክፈካ ስለዚ ኩልና ንጸሊ ኩሉ ግዜ ግን ጽቡቅ ስራ ትሰር ቀጽሎ ዝሓወይ ዋላ ብእንግሊሽ ክትገልጽ ከሎ መራ ትሓጉሰኒ ኣብ ዓድና ተመሊስና ብዘይ ዘለዎ ሰብ ክሰር ዓድና ከነማዕብል ግዜን ዕድልን ይሃበና❤።
2
1 reply
@andomshmondi4422
12 hours ago
Good morning ❤my❤gold ❤bro ❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤well come ❤❤❤❤❤❤❤❤
@semeresebhatu6510
11 hours ago
ጽሩይ የእሙሮ የቀኔልና
3
@mercinegash8202
8 hours ago
smart Boy, N beal wufay gedifna Baelna wedebetat gierna eritrawi hayli nfetrelu mechanism ngber
1
@TeberihAngesom
10 hours ago
Point.
2
@mikieleteklebrhan2765
11 hours ago
ልኡላውነት ናይ ውልቀ ሰብ ከይ ከበረ ዝኸብር የለን
@haileocbamicael3236
7 hours ago
እቲ ንሕና ክንገብሮ ዝግበኣናስ ፡ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ , ክረጋገጸልኩም ፡ ደኣር ፡ ንስኻትኩም ፡ ሰተት ኢልኩም ኪታትዉ ፡ ትጽበዩ ኣለኹም ፡
ወዳጀ ፡ ኣፍካ ኣግፊሕኻ ምጽባይ !!!!!
ነዓ ውረድ ብቓልሲኻ ኣረጋግጾ ፡( ፈሽኳል ) እንታይ ዓይነት ገይጻጽ ትንተና እዩ ዝትንትን ዘሎ እዚ ተንታኒ ? እቲ ነዙይ ክትሰምዑ ግዜኹም ኣይተባኽኑ ፡ ዝሕሰብ ሓሲብኩም ፡ ዘዋጸኣናን ፡ እንዕወተሉን ፡ ቃልስና ክንገብር ኣለና ☝️
@zyadaynatey5502
11 hours ago
መን እዚ ወዲ ይካኣሎ፧
1
@Mahlet162
11 hours ago
ታሪኻዊ ጸላኢትዮጵያ እንተትኸዉን ስለምንታይ ንህዝቢ ትግራይ ከጽንት ንህግደፍ ዓዲምዎ????
ሕጂ ግን እቲ ኢሰያስ ዝተመባጽዓሉ ሰለ ዝጠለሞ እዩ
1
@AmanuelTesfamichael-t5f
11 hours ago
እዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ዕንወት እስከ ራአይዎ፡ ንትግራይ እኻ ከምዚ ይገብርዋስ ን ኤርትራ ዳአ እንታይ ክገብርዋ ኢልኩምዶ ታሓስቡ ወይ እቶም ብ ኢትዮጵታ ለውጢ ክመጽእ ዛሓስቡ ዘለዎስ እንታይ ዩ ዕላምኦም፡
2
1 reply
@ካብኤል-ሰምሃር
7 hours ago
ጥንስቲ ቅድሚ ምሕራሳ ቅልውልው ትብል ባርያ ቅድሚ ምኽድዑ ልእላውነት ባሕሪ ይብል
@MdJobbor-n7z5u
8 hours ago
ኣንታ ክንደይ ይሑሱ ወዲ እዩ እዙይ ከ
እቶም ካብቲ uNSR wexaeዘለው ኤርትራውያን ከ statics aleka do
@ስሓቦጉተቶ
12 hours ago (edited)
Any person is beter than isayas
2
1 reply
@MdJobbor-n7z5u
8 hours ago
skip
1
Details
Related Videos
Comments
ኣማራጺታት ኤርትራውያን ንለውጢ ኣብ ኤርትራ | Yikealo Tv
MAEDO ማእዶ
Subscribe
8,295 views
No description available
Show more
ክመዚ ጊርኩም ንቲ መንእስይ ዕደል እንትትህብዎ ጽቡቁ እዩ።
ሓይሊ ኣብ ምዝርራብ እዩ ዝሎ'ሞ ክመዚ ጊርና ንላዝብ ጽልማትና ከሓጽሪ❤❤።