SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
Habtom Entertainment
Subscribe
197,404 views
SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
Show more
20 Comments
@LewhatShow-z1p
21 hours ago
ነዛ ፊልም ትርእዩ ዘለኩም ፈጣሪ ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ጥምየትን ይሰውርኩም
ኣሜን በሉ (3)🙏
324
18 replies
@Akbir-g6q
19 hours ago
ሄራነይ ምቅርቲ ኣጆኪ ክትዕወቲ ኢኪ🥰🥰🥰
47
@SenaytMekonen-w4y
19 hours ago
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሰናይ ቀዳም ሰንበተ ካብ ኩናት ወረ ኩናት ይሰውረና ኣምላኽ 🥺🙏
50
3 replies
@Ffbg-m6d
19 hours ago (edited)
ናይ ኣቢነርን ናቱን ዕርክነት ብክያትዩ ዘምፀኣለይ
ብጣዕሚየ ዝፈትወኩም የዕሩክተይ❤❤
29
@tedrosghilay1485
16 hours ago
ሄራን ብጽሒትኪ ወሲድኪ ካብቲ ወንጀለና አቦኽን ካብታ ነፋሒቶ ሓፍትኽን ርሓቂ ጽቡቅ ዕድል።
18
@BerihuBrihu
16 hours ago
ኣብ ስደት የ ጀሚረያ ድሮ 3ተ ዓመት ጌራ
ካብ ዝሪኣ😮ከማይ ዶ ኣለኹም 👍ሃቡኒ
11
1 reply
@user-me6cg7ym5e
19 hours ago
ዓድና ሰላም ይግበረልና ቅዱስ ሚካኤል🙏🙏🙏🙏🙏
30
@rawalule
21 hours ago
❤❤❤ኣመታት ዘይ ስልቹ ድራማ❤❤❤🎉🎉🎉
22
@GodIsworld-q2m
20 hours ago (edited)
ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና ስድራይ ! ጽቡቕ ናይ ዕረፍቲን ናይ ስራሕን መዓልቲ ይኩነልኩም፡ ኣብዚ ቕዱስ መዓልቲ ጽቡቕን ጥዑምን ዜና ጥራይ የስማዕና! ✨🙏
26
1 reply
@Namanshow27
6 hours ago
ሄራን ምስ ኣቢ ከይፈላለዩ ኢለ ክንደይ ግዜ እየ ኽፅሕፍ 😌
2
@semharsemhar-b9m
19 hours ago
መርሓባ ተናፈቅቲ ደቅ ኤሬይ እንቆዕ ብሰላም መጻኩም ቁዱስ እራኤል ብሰላም ኣዉዒሉ ብሰላም የሕድረና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
10
@chuchechuche1335
18 hours ago
እዚ ናቱ ዝባሃል እለዩልና በጃኩም ከምዚ ሓፍሓፍ ዝብል ሰብኣይ ከጽላኣኒ መዓት እዩ
26
3 replies
@GualEri-z6y
7 hours ago
Adina selam yifterela ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
1
@MerhawitGebremariam-y6t
20 hours ago
ናቱ ናብ ልብካ ስለ ዝተመለስካ ጹቡቅ ኣነስ ናይ ሀራን ኣተሓሳሲብኒ ሕጂ ከ ናበይ❤❤❤
5
@hadasemnetu8729
15 hours ago
ሄራን ዋዕሮ ቆራጽ ከም ኣዴታት። ዘዕግብ መልሲ ሂብኪዮ ኒስድራኺ ።ህጆሊ ኪትዕወቲ ኢኺ ኣምላኽ ሚስ ሰብ ሓቂ ስለዝኾነ። ሎሚ ከኣ ራህዋ ሓፍትኪ ጽቡቕ ተዛሪባ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ሄራነይ ሺኮር።
6
@filmonkidane3787
10 hours ago
Heran amlak yihagizki xaeda rigibit Noah ❤
1
@MogosmogosSalomon
21 hours ago (edited)
መራሓባ ደቂ ኢረይ ጽቡቃት ኢንቃዕ ብሰላም መጻኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
3
@habtommahdere4187
14 hours ago
ሄሩ ሽኮር ነዛ ካራክተር ዝተፈጥረት ለባም ጓል
❤🎉🎉🎉🎉 👏👏👏👌💋
2
@tesfahanstsegay621
9 hours ago
❤❤ኣኔር ጎርሳ ሄሪ ጽቡቕ ትከደልካ ኣላ ኣንብባ አቲ ናቱ ትብሎ ለቕላቂ ዓርክካ ድና ገጥ በል በሎ
1
@NuradinJamel-k2e
14 hours ago
Eza film ab Etitrea zjemerkuwa 🇪🇷🇸🇩🇱🇾🇮🇹🇧🇪
2
Details
Related Videos
Comments
SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
Habtom Entertainment
Subscribe
197,404 views
SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
SELMI HASAB S2 P149 BY HABTOM ANDEBRHAN
Show more
ኣሜን በሉ (3)🙏