ሰላም ከመይ ትኮኑ ኩቡራት ተከታተልቲ Siem MJ You tube channel ተከታተልቲ ሎሚ ውን ከመቲ ልሙድ ኣብ መደብ podcast እነቅርቦም መሃርትን ኣዘናጋዕትን መደባት ትዓግቡ ብምህላውኩም ኣይንጠራጠርን ን ኣስታት 2 ሰሙናት ብ ቴክኒካዊ ጸገማት ጥፊናኩም ኔርና በዚ ከኣ ካብ ልብና ይቅሬታ ንሓትት።
ካብ ሎሚ ንደሓር ዘሎ ግዜ ግን ከም ቃልና ሰሙናዊ ዝቕርብ መደብ podcast ከነምጽኣልኩም ክኻንና ንሕብር።
ሎሚ ውን ጋሻና ጌርና ዓዲምናዮ ዘለና ወናኒ Grand Hab cafe Pastor ኪዳነ ነዓኩም ይምህር ኢዩ ኢልና ናብ መደብና ዓዲምናዮ ኣለና ከምቲ ቀጻሊ ትህቡና ሃናጺ ርኢቶኩምን ደገፍኩም ኣይፈለየና እንዳበልና።
Don’t forget
SUBSCRIBE ❤️❤️❤️
LIKE 👍👍👍
SHARE 🥰🥰🥰
COMMENT 🫶🫶🫶
ከምኡ ዉን ወትሩ ቀዳም ኣብ Channel @siemmj
መሃርን ኣዘናጋዕን ብ SIEM MJ ዝቀርብ PODCAST ስለዘሎ ተከታተልቲ ናይዚ መደብ ክትኮኑ ንዕድም።
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ናይ መስራቲት በለስ ቡቡ KT ዝነበረና ጻንሒት ተከታተሉ
2 ዓመት ብዘይ ኣታዊ ኢና ሰሪሕና ፡ ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ
✨ Don’t forget to like, comment, and subscribe for more inspiring stories from Africa’s hidden gems.
#eritreanews
#eritreanmoviie
#
#eritrian

እየሱስ ክርስቶስ
ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም
ካብ መገዲ ጥፍኣት